ተዓፅዩ
ቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ ክልል/መ/ትግራይ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረት መሰልጠኒ ዝከውን ኣቅሐት ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ