ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ዓ/ዓዲ 2ይ ብርኪ ቤ/ት/ቲ ብጃይካን ክስራሕ ተታሒዙ ስለዘሎ ቅድሚያ ሳይት ክሊር ንምግባር ስለዝደለየ ካብ ኮሌጅ መምህራን ድሕሪት ዝርከብ ሓመድ ናብ ፕሪፓራቶሪ ናብ ኣንፈት ሰሜን ቅድሚ ሐዚ ቤት ህንፀት ዝነበረሉ ከባቢ ዝርከብ ሽንጥሮ ንምድፋእ ናይ ባዕሉ ሲኖትራክ 16 ሜ3 ክትሕዝ ዝክእልን ናይ ባዕሉ ፀዓኒት ኮይኑ ከቅርብ ዝክእል ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ