ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2017 ዓም ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፡ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፡ኤሌክትሮኒከስ ፡ መድሓኒት እንስሳን ናዉቲ መሳርሒን ፡ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገናን ፡ ሕተመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገና ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሒ ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን 300 ሕትመትን 3000 ቅርሺ ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቀሑትን ኤሌክትሮኒክስን 6000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ዕሬት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 1, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
180.90 (-0.08)182.71 (-0.08)
24 (0)24.39 (0.03)
9.78 (0)9.87 (-0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2019