ቤት ፅሕፈትና ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት : ኤሌክትሮኒክስ: ሕትመት: ፅሕፈት መሳርሒ: ኣናእሸተይ ኣቅሑትን :ፅሬት ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒ 6000 : ንቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ኣናእሸተይ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑትን 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጃጋ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንከይዲ ስራሕ ካብ ዝተመደበሎም በጀት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈትን :ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን: ኣቅሑት ፅሬትን 15000 ቅርሺ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ድማ 100,000.00 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s