ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ምልሻ ቤት ፅሕፈትን ጥርዓን ሕብረተሰብ ምስማዕ ዉሳነ ምሃብን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት : ጎማ መኪናን ባትሪን: ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዞባ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንዝተፈለላዩ ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑት ኣልባሳት : መሳርሒ ፅህፈት : ኣቅሑት ፅሬት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኣልባሳት 25000 ቅርሺ :ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋኣልባሳት 500 ቅርሺ : ንፅህፈት መሳርሒ 200 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬት 100
ዝወፀሉ መዓልቲ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ 10000 :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ 10000 ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ 5000 ሎት ሽድሽት ሕትመት 5000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s