Closed
ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዩን ማሕበር ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2011 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኢዶት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኢዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 25, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ