Closed
ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኦዲት ክግብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኦዲት ፍቓድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ ( CPV,PCPV,JV SALE, INVOICE AND CRV ) በዝሒ 18
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ