ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፋርጎ ማሽን፣ ኣቅሓ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ፈርኒቸር፣ሕትመት፣ ዕጥቂ ስፖርትን መሳርሒ ሙዚቃን፣ ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ቶታል ስቴሽን ኣቅሓ ኤሌክትሪክን ብባጀት ኤጂዲፒ መሳርሐ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ጨርቃ ጨርቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ መፅሄት ምክልካል ጨረር/ቴክኖሎጂ መመንጨዊ ጨረር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 11:25 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 11:26 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ተክሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት