ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 9:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽቲ መሳሕታት፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ከምኡውን መሳርሒታት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት / Stationary materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት