ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ናይ ሞርሳ ቀዋሚ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ስፖርትን ዕጥቅን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምም/ርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2011 11:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ። በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዝተፈላለዩ ቀርፅራፅ ሓፃዊን፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ጠቅላላ ብግምት 300 ኩንታል ዝኸውን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት