Closed
ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዘወዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቑሑት ብውሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ በቲ ቀሪቡ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊእኩም ንክትሰዱልና ንሓትት። ካብ ዕለት 26/01/2011 ዓ/ም -02/02/2011ዓ/ም ተቅርቡ ትኽእሉ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ