Closed
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝውዕል ኬምካል ማለት ውን ክሎሪን (ካልሲየም ሃይድሮ ክሎራይድ) ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትውዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ