Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይጨው ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ቱቦታት፣ናይ ማይ ብረት፣መገጣጠሚታት ቆፀርቲ ማይ፣ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ