ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ማዘጋጃ ዝኾነ ኣብ ቀበሌ 02 ካብ መምህር ኣለምፀሃይ ናብ ልዕሊ ማርታ ካፌ ድልድይ ዝወስድ ብሬሌጅ ሽረ /CW/FR/0211 ብድረጃ 8 ብርኪ ብቅዓት ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ማሕበራት ውልቀን ደኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ