Closed
ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ከወግድ (ክሸይጥ) ይደሊ። በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ