ኣብ ቤት ፅሕፈት መንገድን ኮንስትራክሽንን መጋዓዝያን ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ዝርከብ ከ/ስ/ህንፃን ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ውቅሮ ኣብ ጣብያ ደደቢት በዓል 2ተ ደብሪ ቤት ፅሕፈት ከስርሕ ስለዝደለየ ንኩሎም ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ DC BC ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክናን ውልቀን ክትጫረቱ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መቐለ ዓይነ ስውራን ሓዳሪ ቤት ት/ቲ 2011ዓ/ም ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2011 4:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019