ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕከሙ ሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕሉ ምግቢ ፣ እክሊ/ጣፍ/፣ ኣትክልትን ፍራምረን /ኣስቤዛ/፣ ሸቀጣ ሸቀጥን እንቋቁሖን ብግልፂ ጨረታ ኣብ 2012 በጀት 1ይ ፍርቂ ዓመት አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዉቅሮ