ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ። ብተወሳኺ ድማ ነቲ ትካል ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፐሮጀክተ ፅገናን ወርክሾፐ ዘገልግሉ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም