Closed
ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታእንትጮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ