ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን 2019 በጀት ዓመት ንፊኖዝ ዝኸውን ፅሬቱ ዝሓለወ ደረቕ ናይ ወፃኢ ጥረ ስርናይን ዓተር ኽክዕን ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኽዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 19, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ቤት ህንፀት ሽረ ኣብ ውሽጡ ንዝርከቡ ህንፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመትን በጀት ዓመት 2019 ዓመተ ምህረት ኣገልግሎት ቀረብ ምግቢ ያቅሪቦም ብናይ ባዕሎም ኣብሲሎም ክምግቡ ዝኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንስዓረ ነጋዳይ ክህብ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2019 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዞባታት ፓዳት ክተሓትም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ምልክታ ፕሮፎርማ ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ንዘለዉኦ መኪና ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ኸዳን ሰራሕተኛታቱ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ህንፀት ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ኣሉላናይ መሬት ንዘለዎ ዕዳጋ ማእኸል 9473 ካ/ሜትር ቦታ ሓፁር ከሕፅር ስለ ዝደለየን ብጨረታ ክስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 17, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ( Electronics Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 28, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዕቢ ካብ ናይ ዋን ዋሽ 2 ምዕራፍ ዝተረኸበ በጀት ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ኬላ ጥዕና ሓዱሽ ዝርገሐ መስመር ማይ ፕሪፎርማ /shoping ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/