... ጋርመንት ናይ ሕትመትን ማይ ጎልፎ መስርሒ ማሽነሪታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (3 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ናይ ኮንስታራክሽን ዝርዝር ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነቲ መመዘኒ ዝተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (9 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ዝርዝር ጨረታ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት እተማልኡ ትካላት ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (9 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ናይ ጋርመንተ ናይ ሕትመትን ናይ ጎልፎን ማሽነሪታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ጣብያ ኣግበ ዝርከብ ኣብ 5.300 ሜ.ካ ዝዓረፈ መፃረዩ ናይስ ፋብሪካ ዕሹግ ማይ ነቲ ፋብሪካ ዝምግብ ዝፃረ ማይ ተመራፅን ንጥዕና ዝስማዕማዕን ተፈጥራኣዊ ፍልፍል ማይ ዘለዎ ብዘለዎ ኩነታት ብጨረታ ኣዋዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቑሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ተመሪቶም ዘይተሸጡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ምህርቲን ናይ ሓፂመፂን ተረፈ ምህርቲ/እስክራፕ/ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብብረት ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክጫረት ዝደሊ ኣካል ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ / ጣዉላ ፣ ኮምፐርሳቶ፣ ዝተፈላዩን /

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/