ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንሰን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ን2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግሰቲ ተሽከርከርቲ መኪና ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምሰ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ክፅግን/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/