ወዛም ዓለባ ዓዲ ማ/ር ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ካብ ሓምለ -1/2017 ዓ.ም ክሳብ ሰነ- 30/2018 (ሓደ ዓመት) ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2018 7:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበርና ወዛም ዓለባ ዓዲ ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ካብ ሓምለ -1/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ- 30/2018 ማለት ድማ ናይ ሓደ ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ክነግብር ንደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 7:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ወዛም ዓለባ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዕዳጋ ዓዲ ሓቂ ንንይ ሓባር ዘበናዊ ማእኸል ዕዳጋ ንምስራሕ ካብ ሚያዝያ/2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ/2017ዓ/ም ሕጋዊ ኦዲት ክትገብር ስለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/