ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዀሓ ን2019ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕሊ ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን ንኡሽተይን ማለት( ብ 3.5 ብዓል 68 ብሏል 3 “ሲሊንደር ብዓይነትን ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን መጋረጃን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን፣ ፍሉይ ሽሙ ሰውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ቦታ (ኣብ ድሕሪ እንዳፀባ) ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዘለዎ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብግልፂ ጨረታ አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ክዳን ስራሕተኛታት ዝምልከቶም ትካላት ኣዳዲሩ ክድን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ናይ 2018 በጀት ዓመት ሒሳቡ ብናይ ደገ ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ከመርምር ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2019 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ምግዕዓዝ፣ ምራገፍን ምስትኻልን ካብ ዮቴክ ህንፃ፣ ካልኣይን ራብዓይን ደብሪ ናብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቀዳማይ ምድሪ ቤትን ናብ ካልኣይ ደብርን፣ ካብ ሓምሻይን ሳልሳይን ደብሪ ኮምፕሌክስ ህንፃ ውሽጢ ናብ ቀዳማይ ምድሪ ቤትን ካልኣይ ደብርን ንዓበይቲ፣ አናእሽተይን ንብረት አገልግሎት ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልצי ጨረታ አወዳዲሩ ስራሕቲ ክሰርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ብመሰረት ደንቢ ቑፅሪ 36/2018 ዓ.ም. ነዚ ደንቢ መፈፀሚ መምርሒ ቑፅሪ 25/2018 ዓ.ም. ንሓርበኛታት፣ ጉዳኣት ኲናት ሕክምና፣ ነቲ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ንምልሳስን ህይወትን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ምካያድ ዘድልይ ሃፍቲ ንምትእኻብ፣ ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ 14፣ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2፣ ብድምፅ 16 ንድርጅት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ሙሉእ ሒዝቶኦም መሬቶም ንምግዛእ ድልየት ዘለዎም ውልቀ ሰባት፣ ውልቀ ነጋዶ፣ ግዚያዊ ሽርክና ማሕበር፣ ህጋውያን ማሕበራት፣ ናይ መንግስቲ ትከላት ልምዓትን ትከላት ንግድን ንኽወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/