ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረደ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ዘፈር ቁጠባ ዘገልግል ናይ ገዛ ኣቅሑት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤትፅሕፈት ል/እ/ም/ፋይናንስ ንናይ ዘፈር ቄጠባት ከይዲ ስራሕ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ናይ ማይ ሞተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 110,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ዴ/ተምቤን ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ዝቕነስ ሞተር ፓምፕ ናብ ከተማ ሃሰላም ብናይ ባዕሉ መፅዓኒ መራገፍን መጎዓዐዝን ዝሓወሰ ብምልክታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ክስራሕ ልምዓት ሓለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረደ ቆላ ተምቤን ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዓዉዲ ቁጠበ ከይዲ ስራሕሐለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከ/ስራሕ ልምዓት ሓለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆ/ተምቤን ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንወረዳና ዝቐረበ ናይ ህንፀት መሳርሒ ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም : ሴፍቲ ኔት በጀት ንስራሕ መሰለጢ ዝውዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ/ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/