ደስታ ኢንተርናሽናል ኣብ ታሕቲ ብዝርዝር ዝተገለፀ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ድልየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዓለምለካዊ ሆቴል ደስታ (Desta International Hotel) ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ፕሮጀክት B+G+6 ህንፃ ዝተፈላለዩ ናይ መዛዘሚ ናይ ሙያ ስራሕቲ ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ሰብ ሙያ ብቅሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2018 8:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /