...ክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ክልተ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ :ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ድረወራትን ማዕፃን ቁልፊ ፅገና ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክፅግን ክዝአ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከባቢ ማይ ነብሪ ናይ ጅፕሰም ፋብሪካ ፕሮጀክት ናይ ኬንችን ቆርቆሮ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ናይ ዝርከብ 800 ካሬ ዝኸውን መምሃሪ ብሎክ ፕላሰቲክ ኮርኒስ ከፀግን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅገና ፈርንቸር ግልጋሎትት ብረታብረትን ግልጋሎትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ገስጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 10, 2017 10:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ማዕፆ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅገና ፈርንቸር ግልጋሎትት ብረታብረትን ግልጋሎትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ገስጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ኣብ ነባር ቤተ ክርስቲያን ናይ ጥምቀተ ክርስትና ዝለዓለሉ ስፍሓቱ 118 ካሬ ሜትር ዝሸፈነ ኣዳራሽ ብፕላስቲክ ኮርኒስ ንምስራሕ ናይ ጉልበት ጥራሕ ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 12:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 01:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፈርኒቸር ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕለ ኣሲሩ ፅገና ክፅግን ስለ ዝደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ንዘለና ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤጀንስና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር 1 ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 13, 2017 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 13, 2017 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/