ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከባቢ ሃይቅ መስሓል ናይ ማይ ፋብሪካ ፕሮጀክት ናይ ኬንችን ቆርቆሮ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 10/06/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/06/2018 ዓ.ም ጨረታ ዝዕፀወሉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00 ዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝክፈተሉ ሰዓት 4፡30 ትወዳደርሉ ጨረታ ሰነድ ክተቕርቡ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።

1. ብዘርፉ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ።

2. ቲን ናምበር ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል።

4. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ (CPO) 50,000.00 ብሽም ቢኤም ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣለዎ።

5. ሰነድ ጨረታ ብር 100.00 ብምክፋል ካብ ቢኤምኣር ሪል እስቴት ፋይናንስ ክፍሊ ምዕዳግ ይከኣል።

6. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን፡፡

7. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ።

8. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።

9. እቲ ስራሕ ዝስራሕ ኣብ ከባቢ ሃይቅ መስሓል ሳይት እዮ።

10. ቅድሚ ሕዚ ብተመሳሳሊ ዝሰርሖ ስራሕ ልምዲ ናይ ክልተ ፕሮጀክት ከቕርብ ዝኽእል ፡፡

መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ-1 6ይ ደብሪ