...ኣድያቦ ቀፀሊም ዝተዘርዘሩ ህንፃ መሳርሒ : ሕርሻ እታወት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 13, 2017 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ህንፃ 3000 ቅርሺ : ን ሕርሻ እታወታት መሳርሒን 15000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንኣገልግሎት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፀት : እታወታት ሕርሻ : ዕድጊት እንስሳ : ከምእዉን ንመሳርሒ ዝዉዕል ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 05:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ህንፃ 3000 ቅርሺ : ን ሕርሻ እታወታት መሳርሒን እንስሳ ዕደጋ 115000 ቅርሺ : መሳርሒ ዝዉዕል ኣቅሑት 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ወረዳ ላዕላይ ማይ ጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋንንብረት ምምሕዳርን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን ምግብ ዉሕስናን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንሐረስቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ዘበናዊ ቆፎ ንህቢ ምስኣክሰሰሪኡ ዝተመረፀ ዓሌት ጫቂት ደርሆ ሳሶማለት እዉን ድዋል ናይ ስጋ እንቃቅሖን ዝኮና ከጫረት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሕት ፣ናይ ሕርሻ ቀረባትን ውፅኢትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ ሕርሻ ማሽነሪ : ጀነሪተርን: ናይ ላቫራቶሪ ኣቅሑት ክፅግንን ንፅገና ዘድልዩ ኣቅሑት ዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደርይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 10, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ንፈልሺ ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ነንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቀሑት መከና ድማ 10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆ/ተምቤን ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንወረዳና ዝቐረበ ናይ ህንፀት መሳርሒ ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም : ሴፍቲ ኔት በጀት ንስራሕ መሰለጢ ዝውዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ/ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ፋይናንስ ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ን ቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ል/ገልምዓት ዝውዕል ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ፣ ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት፣ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአን ከሰርሕን ስለዝደለየን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/