ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2007 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክልን ንመካይን መለዋወጢ ግልጋሎ ዝዉዕል ዝተፈላለየ ኦርጀናልን መለዋወጢ/SPARE PART/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ክልተ በዓል ሸመንተ ነኮል ሽቃቅ ብደረጃ 8 ( BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ንዘለዎም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ን 2007 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቅሑ , ዝተፈላለዩ ሃላቂን ቀዋሚን ኣቅሑ ,

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/