ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2018 08:45 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2017 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 16, 2017 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2017 04:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ወረዳ ሰሓርቲ ቤትፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስንን ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2017 04:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስን ንወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ስፔር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2017 08:45 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዘጋጀ ከተማ ሳምረ ናይታ ከተማ ዝሰተ ማይ ዝርገሐ ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን መንገዲ ምዕባል ገጠር ወረዳ ሳሕርቲ ሳምረ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ብናይ መዘጋጃ ከተማ ሳምረ ናይ ፅገና መንገዲን ናይ ፎርም ወርክ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 45,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንናይ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሰራሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2016 08:45 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ንግልጋሎት ምምሃርን ምስትማሃርን ን2016 ዓም ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃላቅትን ቀወምትን ማለት እወን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣዉቶ : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ህንፃ : ሓፂን መፂን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ሰርቨይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ሳምረ ንኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒስክ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2016 04:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/