ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ምድብ መጋባያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ዝርከብ ስፍሓቱ 148.6 ሜትር ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ጨረታ ዋጋ ብር 8,937,782.17 (ሸሞንተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሰላሳን ሸውዓተን ሽሕን ሸውዓተ ሚኢትን ሰማንያን ክልተን ብር ምስ 17/100) ወሲኑ ኣሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ኣብ ግድብ ገረብ ሰገን ንስራሕ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለወጥጫ ሕትመትን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መሐከሚ ኪኒና ( Aqua tab ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ቢሮና ኣርሚ 22 ሰራዊትና ኣብ ዝነብረሎም መንበሪታት ዝርከቡ ናይ መብራህቲ ኤለትሪክ መፀጋገኒ ዝውዕሉ ኤለትሪክ ኣቕሑት አጫሪትና ክንዕድግ ስለ ዝደልና ኣ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:20 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሊክትሮኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 08:35 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደስ ጀነራል ትሬዲንግ ኃ/የተ/የግል ማህበር ናይ ፒፒ ራፍያ ተረፍ ምህርቲ (እስክራብ) ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሚያዝያ 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘላ FSR መኪና ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 08:35 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/