ክፍለ ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኣፈ/ከሳሲት፡- ወ/ሮ ኣስቴር ብርሃነ

ኣፈተኸሳሲት- ኣይተ ገ/ሚካኤል ገ/ስላሴ

መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ዋኒን ብሽም ኣፈፃፀም ተኸሳሲ ተመዝጊቡ ዝፍለጥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ዝርከብ ኣዋሳኒኡ፡-

ብምብራቕ - S-274 

ብምዕራብ፡- መንገዲ 

ብሰሜን፡- መንገዲ 

ብደቡብ፡- LS- 108006

ዘዋስንዎ ስፍሓቱ 148.6 ሜትር ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ጨረታ ዋጋ ብር 8,937,782.17 (ሸሞንተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሰላሳን ሸውዓተን ሽሕን ሸውዓተ ሚኢትን ሰማንያን ክልተን _ ብር ምስ 17/100) ዝጫረት ሰብ እንተሃልዩ ንዕለት 08/09/2017 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 ናይ ንግሆ ክሻብ ሰዓት 6፡00 ናይ ቀትሪ ኣብቲ ገዛ ዝርከበሉ ቦታ ንኽትቀርቡ፡፡

ጨረታ ዘሸነፈ ሰብ ናይ ዝሰዓረሉ መጠን ገንዘብ 25/100 (ዒስራን ሓሙሽተን ሚኢታዊ ሽዑ ንሽዑ የትሕዝ ዝተረፈ 75/100 (ሰብዓን ሓሙሽተን ሚኢታዊ) ድማ ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተኸታታሊ 15 መዓልቲ ውሽጢ ጠቕሊሉ ዝኸፍል ምዃኑ ፈሊጡ ኣብቲ ጨረታ ክካፈልን ክጫረትን ከምዝኸእል ናይ ከተማ መቐለ ወረዳ ኣብያተ ፍርዲ ሰሜን ምድብ መጋባእያ ኣዚዙ ኣሎ፡፡ ውፅኢት ጨረታ ንምፍላጥ ቆፀሮ ንዕለት o8/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተቆፂሩ፡፡

09-14-75-89-23 ኣስቴር