ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘላ FSR መኪና ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።

4. ናይ ወርሒ ለካቲት ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።

5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።

6. ዝተኣዘዘ ክራይ መኪና አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ የቕርቡ።

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/08/2017 ክሳብ 20/08/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:: 

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይካአል እዩ።

ዝርዝር መኪና

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ/Specificationመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብር
ብርብር
1FSR➢ (FSR) 2010-2020 year
➢ Engine Model-FSR-33L
➤ Engine type -Diesel
➢ Fuel Consumption-Over 5K/M Per Litter
➢ Caring Cape over 80,000 K.g
Pcs01ምስ ነዳዲ
2FSR➢ (FSR) 2010-2020 year
➢ Engine Model-FSR-33L
➢ Engine type-Diesel
➢ Fuel Consumption-Over 5K/M Per Litter
➢ Caring Cape over 80,000 K.g
Pcs01ምስ ነዳዲ