ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ማለት እዉን ኣብ ወረዳ ሰዉሓ ስዕስሽ ጣብያ ሓድሾ ሂወት ተፋስስ ኪደና መህርት ዝረከብ ሞዴል ፋሳሲ ጣብያ ፈልግ ፈልሲ ጣብያ ሓፁር ምስራሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓፅር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዝን ኣብ መክዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ አብ ቁፅሪ ሽድሽተ ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ ፒቪሲ ኬዚንግ 6 x 3merter : ስቲል ኬዚንግ 6 x 6meter :ብለንድን ስክሪንን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሎት ሐደ ማለት ፒቪሲ ኬዚንግ :ብለንድን ስክሪንን 6X 5 ሜትሮ ንዉሓት 1,000,000.00 ብር ሎት ክልተ ስቲል ኬዚንግ :ብለንድን ስክሪን 6X 6 ሜትሮ ንዉሓት 100000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ደርሁ ማለት እዉን ጨቃዊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት 08 መሕፀቢ ክዳን ላውንድርይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ርእሰ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ብቢሮና ንዝሕተም መቓልሕ ጋዜጣ ዝተወሰና ሕታማት ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2018ዓ/ም ተባሂሉ ካብ ዝተመደበ በጀት ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋን ድልውነትን ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ልዕልተ ልዑላን ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ቅፅሪ ናይ ኣንፈት ደቡብ ዓውደ ምሕረት ተክሊ ኣብ ዝትከሎ ቦታሓምለዋይ ልምዓት (Greenery Area) ንምልባስን ብዝተዳለወ ዘመናዊ ዲዛይን መሠረት ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከስርሕ ወሲኑ አሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2018 12:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2018 1:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ 4 ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 4 ሎታት ከፋፊሉ እንዳ ኩሸኔ (kitchen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና (ስፔር ፓርት )ንብረት ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/