1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታን: ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ከምእዉን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል
3 ካብ ትካልና ከይዲ ሰራሕ ምምሕዳር ዕደጋንክፍሊ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 13/8/2018 ዓም ክስብ 28/8/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 እቲ ጨረታ 28/8/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ዕለት 28/8/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ይከፈት
5 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ሎት ሐደ ስፖርት ማተሪያል 30000 ብር : ንሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ 20000 ብር : አርተፊሻል ሰዓሪ ምንፃፍ 30000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ከትሕዙ አለዎም
6 አብ ዝተመልአ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንትሃልዩ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ ፊርማ ዘይዓረፎ ስርዝ ድልዝ ነፀላ ዋጋ ዉድቂ ይከዉን
7 ናይ መዋደደሪ ዋጋ ብዝተዓሸገ አቨሎፕ ኮይኑ ሎቱን ዘርፉን ብምግላፅ ከምኡድማ ማህተም ፊርማ ስም ስልኪ ቁፅሪ ተመሊኡ ክቀርብ አለዎ
8 ዝቀርብ ንብረት ብስፈሽኪሽን መሰረት እዩ
9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መረጋፍን ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ክፍለ ከተማ ሐድነት አብ ቀበሌ 18 መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ከረክቡ አለዎም
10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913200951 / 0987313391