ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ አብ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ብቃልኪዳን ሰቆጫ ሰቆጣ ዲክላሪሽን ንወረዳ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ንስርዓት አመጋግባ ወይድማ ኑትሪሸን መጎልበቲ ንሓረስቶት ግልጋሎት ዝዉዕላ ደርሆ ምስናይ ሓፂር ግዜ ዝጥቀማሉ ምግቢ ኣብ ዘርፊ ንግዲ ንዝተዋፈሩ መቅረበቲ ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 11,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮን ጋራዥን ኣብ መኽዝኑ ዝርከብ ኣብ ታሕቲ ኣብ ተ.ቁፅሪ 6 ዝተገለፀ ዓይነትን በዝሕን ዘለዎ PVC Casing 6" × 3mን Steel Casing 6" × 6m Blindን Screenን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንግዝያዊ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ገዛ ኣቁሑት ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ 45 መዓልቲ ፊት ደርሁ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ | ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን _ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ደርሁ ጨቃዊት / ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍል ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ነገር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ማቴሪያላት የብኣርትፈሻለ ሰዓሪ ክዕሾ ሜዳ ምትና የኤሌክተሮኒክስ 1 ካልኦት ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለል እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/