1 ዓይነት ጨረታ ናይ ሞያን ጉልበትን ዋጋ ወይ እዉን ሌበር ኮስት ምስማርን ስልክን ሐዊሱ ደረጃ ጂሲ ወይድማ ቢሲ 4 ልዕሊኡን ዝኮነ ሕጋዊ ናይ ኮንስትራክሽን ፈቃድ ዘለዎ
2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ናምበር ቫት ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ቫት ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ኮንስትርክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ደረጃ 4 ስራሕ ፍቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 14 ወርሒ ዝተዉሃቦም ዉዕሊ ምሉእ ብመሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ
6 ሰዓራይ ከማልኦ ዝግባእ ነገር አማሊኡ ዉዐሊ ምስኣሰረ ስራሕቲ ኮዕቲ ምስጀመረን ዘድልዩ ንብረታት ምስኣእተዎን ኣብ ዉዕሊ ዝተቀመጠ ቅድመ ክፍሊት ናይ ዝክፈሎ መጠን ገንዘብ ኣድቫንስ ፖነድ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስም ማእከል ዕድጋ ቀለበት ሽረ እንዳስለሴ ከቅርብ ዝክእል
7 መከበሪ ጨረታ 1 ሚልዩን ብር ብስፒኦ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉስና ብስም ማእከል ዕደጋ ቀለበት ሽረ እንዳስለሴ ከቅርብ ዝክእል
8 ንዝበለፀ ዝርዝር ሐበረቴ ድማ ዝዉሃብ ኣብ ሰነድ ጨረታ ምረኣይ ይከኣል
9 ሰነድ ጨረታ ካብ 19/8/2018 ዓም ክሳብ 3/9/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 5000 ቅርሺ እናከፈለኩም ክትወስዱ ከምትክእሉ እናሐበርና ሳንዱቅ ጨረታ 4/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 4/9/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
10 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ሰነድ ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕ ሰነድ ጨረታ ናይ ስራሕ ተኮናተራይነት ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት መዝገባ ምስክር ወረቀት ምስክር ወረቀት ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ዉሕስና ጨረታ ናይዚ ዓመት ግበሪ መንግስቲ ዝከፈለሉ መረዳእታ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ብምዕሻግ መሊሶም ኣብ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብቲ ልዕሊ ፖስታ ድማ ሽም ዝጫረትሉ ፕሮጀክትን ኣድራሻን ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ማእከል ዕደጋ ቀለም ቤት ፅሕፈት ክሳብ 4/9/2018 ዓም ሰዓት 330 ቅድሚ ቀትሪ ብአካል ወይ ብሕጋዊ ወኪል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዩም
11 እቲ ማሕበር ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ዝርዝር ሐበሬታ 0914742492 0914777589 0914315154