ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ናይ ውጉኣት ተጋደልቲ ፅሬት መናፀሂ ክዕደግ ንደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዕሕፈት መሳርሒን ፅሬትን ኣቁሑ፣ ናይ መኪና ስፔርን ጎማን ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ መደበኛ በጀት ንቤት ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ስፔር ፓርትን ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣክሰሰሪን ብከባብያዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ኣጠ/ምም/ርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካዳስተር ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ኣብ ከተማና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል መራታት ብሊዝ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮወሃንስ ኣብ2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ናይ ስፖርት ማተርያላተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ ገበርቲ ሰናይ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሐለዋ ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝገልግል ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንወረድኡ ዝዉዕል ጨቆዉቲ 45 መዓልቲ ሐደሽቲ ዓሌትን ደርሆ ቀለብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ንMYC ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ማተሪያል : ብኣርተፊሻል ሰዓሪ ኩዕሶ ሜዳ ምንፃፍ : ኤሌክትሮኒክስን ካልኦት ማተሪያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሎት ሐደ ስፖርት ማተሪያል 30000 ብር : ንሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ 20000 ብር : አርተፊሻል ሰዓሪ ምንፃፍ 30000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታትን እስክራፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/