...ወፃኢ ጥረ ስርናይን ዓተር ክክዕን (ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

...ምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

...ተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

...ት (Stationery Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (7 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

... (Construaction Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (7 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ንዘለዉኦ መኪና ስራሕቲ ጎማን ላቫጆን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

...ቓላሚኖ 08 መሕፀቢ ክዳን/ላውንድርይ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (14 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 16, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

... ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (8 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (2 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/