ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅሕፈት መነርሒ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ካብ ዘለዎ በጀት ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳታት እንዳ መኾኒን እንደርታን ዝርከባ 6 ኣብያተ ትምህርቲ ቐለልቲ ፅገናታት ማዕፆ በርን መስኮትን ንምክያድ ኣብ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ሓፂነ መፂኒን (ብረታ ብረት) ዝተዋፈሩ ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናውቲ ስፖርት (ኲዕሶ) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 28, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Ministry of Revenue Mekelle Branch Office፡ Procurement of Uniform Items for Customs Commission of Mekelle Branch Office/2018 E.c

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 01st, January 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Sunday 11th, January 2026 10:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Sunday 11th of January 2026 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 90,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Textiles and Wearing/

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝነበረ ሙሉእ ቆርቆሮ ብቁዕሪ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሓጪነመጭን ብኪሎ ብግልፂ ጨረታ ብምውድዳር ክሽይጥ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንርክብ ህዝቢን ልምዓታዊ ትልምን ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 28, 2018 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሽንን ተሸከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክከረይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICPC Project ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይቲ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 28, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /