ኣግኣዚ ማእከል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ ክ/ መ /ትግራይ ከተማ ዉቅሮ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣ ፅሬት ኣቁሑት ፣ህንፃ መሳርሒ ፣ንናይ ማይ ቡንባ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት መቅረብቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ ሞኸኒ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍትኔት በጀት መሳርሒ ህንፃ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ማይ ቡንባ ፣ንናይ ንህቢ ምርባሕ ዘገልግል ኣቁሑት ብናይ ኤስኤምፒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ተጫረቲ ካብ ዕለት 13 ታሕሳስ 2008 ዓም ክሳብ 19 ታሕሳስ 2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ ሞከኒ ማይጨዉ ሰነድ ጨረታ ንክትወስዱ ይሕብር ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
እንትጮ ቤት ማዘጋጃ ንማይ ዝርገሐ ዘገልግል ናይ ማይ ትቦታትን ኣቁሑን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ጋብዩናት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ንዘካይዶ ናይ መንገዲ ህንፀትን ግልጋሎት ፅገናን ዝዉዕል ሞልድ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ክካረ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ ትቦታት መሳርሕን ቆፀርትን : ኤለክትሮኒክስ : ሳይከልን ካልኦት ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሬት፡ መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን ፡ላፕቶፓት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሕታት ስፖርትን ዕጥቅን፡ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፡ፅገና ጋራጅ መካይንን ካልኦት ኣቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መድሓኒትን ፡ናዉቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሪክ ኣቁሑት፡ ማይ መቀያየሪ ኣቁሑተ ፡ምግቢ ኣቅርቦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ