ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መድሓኒትን ፡ናዉቲ ኣቁሑትን ፡ኤለክትሪክ ኣቁሑት፡ ማይ መቀያየሪ ኣቁሑተ ፡ምግቢ ኣቅርቦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ከምዝስዕብ ንዕድም

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለዎ
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለየ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ቲን ሰርትፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ
  3. ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ኮፒ ዘቅርብ ኮይኑ ንመድሓኒት ኣይሓዉስን
  5. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካበ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ መቀለ ብፅሬትን  ብመጠንን ክተቅርቡ ትክእሉ
  6. ዝወሰዶ ሰነድ ጨረታ ዓሺጉ ሽምን ፊርማን ገይሩ ዘቅርብ
  7. መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  8. ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ጥራሕ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 02 ካብ 22 /02 /2008 ዓም ክሳብ 06/ 03 /2008 ዓም  ሰዓት 11፡ 00 እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
  9. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ በቢ ምድቡ ኤለክትሪክ ኣቁሑት፡ ማይ መቀያየሪ ኣቁሑት፡ ምግቢ ኣቅርቦት ብር 3,000 ።መድሓኒነትን ናዉቲ ሕክምናን 15,000  ብ CPO ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ  ክተትሕዙ እትክእሉ
  10. እቲ ጨረታ ናይ ጨረታ ዕለት 07 /03/ 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 02 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉይክፈት  ተወዳደርቲ ብዘይምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጋጎልን
  11. ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ንዝገዝኦም በዝሒ ንብረት ቀኒስካ ምምላእ ኣይፍቀድን ሙሉእ ንብረት ወይ መድሓኒትን ናዉቲ ኣቁሑት እንተዘይሃሊኩም ምምላእ ኣይፍቀድን  ንዝመለአ ግን ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ዘዘጋጀዎ ሰነድ በዝሒ ንብረት መሰረት ዉዕሊ ይኣስር እንተዝኣሲሩ መክበሪ ጨረታ ይዉረስ
  12. ሆስፒታልና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ
  13. ናይቲ መድሓኒት ኣገልግሎት ዘመን ሽዱሽተ ወርሒን ልዕሊኡን ክከዉን ኣለዎ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344480010 /1035 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s