ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሽንን ተሸከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክከረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ቤት መዘጋጃ መቐለ ንፅሬት ዝዉዕል ተሽከርከርቲን ማሽነሪን : ፈርኒቸርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርመኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመኪና ክራይጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ማይ ቦጥ ክራይ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
መ/ሆ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል_ ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላላየ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ንቤት ፅሕፈት ፀጥታን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሐደ ጋቢና ፒካፕ በዝሒ ክልተ መኪና በዘይ ሽፊር ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ_ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ ፕሮጀክት ኦፊስዝኮነት መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ