... ንምምላስ 10 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 (ቅድሚ 19 ሰዓት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
... ሉ ማለት እዉን ኪራይ መሽን ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 (ቅድሚ 19 ሰዓት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (14 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 (7 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናብ ሓዊደላን መስንቆትን ማይ ንምምላስ 18 M3 ዝሕዝ ቦቲ ብቅዓት ብዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 (9 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
... ፀ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዕድጊት ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 (14 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (13 ሰዓታት ቐርዩዎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 (15 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ካብ 70 ካሬ ከባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ሰርቢስ ንጉሆን ምሸተን ኣብፂሕካ ንምምላስ ንሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ብርኪ ሃይርፉን : ኮስተር ሚኒባስ መኪና ብጨረታ አወዳደሪ ዉዕሊ ብምእሳር ክስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
... ዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይገልፅን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france : መኪና ክራይ ብ proforma ክትካረ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ኩባንያና መስፍን ብረታ ብረት ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ንትካልና ሰራሕተኛ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕላ 60 ሰብ ዝሕዛ ክልተ /02/ ናይ ኣውቶብስ ክራይ ንሰለስተ ወርሒ ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ