ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላላየ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስን ንቤት ፅሕፈት ፀጥታን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሐደ ጋቢና ፒካፕ በዝሒ ክልተ መኪና በዘይ ሽፊር ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30000.00
ቦታ:
ሽረ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
መኪና ክራይ
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2017ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ሌብሬ ናይታ መኪና ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ናይ ዘመኑ ከላዉዶ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋጋ ሐዊሶም ክመልእ አለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ እንተዘይ ሐዊሶም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ከምዝመለአኩም ተገይሩ ይሕሰብ
ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 26/3/2018 ዓም ክሳብ 17/4/2018 ዓም ብተካታታሊ መዓልቲታት ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀበሌ 03 ኣብ ዉሽጢ ኣዳራሽ ሃፈቶም ቀፅሪ 19 ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ዘይምለስ 400 እናድካፈልኩም ክሳብ 17/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ክትወስዱ ትክእሉ
እቲ ጨረታ ዕለት 17/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ጨረታ ሰነድ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት አማላኡ እንተተረኪቡ ብዘየለዉሉ እዉን እንተኮነ ንምክፋት ዝዓግት ነገር የለን
ናይ ጨረታ መከበሪ 30000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
ሰርቪስ ዝምልክት ይኩን ፀገም ኣብ ከይዲ ንዘጋጥም ምብልሻዉ በዓል ንብረት ዝፅግን እንትኮን ካብዚ ወፃኢ ብቤት ፅሕፈት ንዝበፅሕ ሐደጋ ይኩን ግጭት በቲ ተጠቃማይ ቤት ፅሕፈት ይሽፈን ነዳዲ ዝምልከት እዉን ተጠቃማይ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሽፍኖ ይከዉን
ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም በባዕል ሞያ ወይ ሽፊር ተራእያ ምስተረጋገፀት ኣብ ዝሐፀር ግዜ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ
ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s