የኢ/ያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ፅ/ቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉት ኣጎልግሎቶች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል1 የሠራቶዖች ሰርቪስ ኣጎልግሎት ግዥ 2 የሙሉ ቀን የመኪና ክራይ ግዥ በጨረታዉ መሳተፍ የሚፈልጉ ድርጅቶች የሚከተሉትን መስፈርቶች ማማላት ይጠበቅባቸዋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ከሰም ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 09:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትናይ ትራንዚት ግልጋሎት
የ መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣዲሹሑ ደላ ሳምረ መንገድ ስራ ፕሮጀክት/18-03R/ ለሰራቶኞች ሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ባስ እና ሚኒባስ ስለ ፈለግን በድጋሜ ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ ማወዳደር ይፈልጋል / ሰርቪስ ቫስ ቅጥቅጥ ኣዉቶብስየመኪናዉ ስሪት 2016 ከዛ በላይ 25 ሰዉ ብዛት 02፣ ሚንባስ 5L የመኪናዉ ስሪት 2016 ከዛ በላይ 12 ሰዉ ብዛት 02 ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ሰርቪስ ማለት እዉን ኣጎልግሎት መጋዓዝያ እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም ንሆስፒታል ዓድዋ ሰራሕተኛታት ኣጎልግሎት እትህብ ሰርቪስ ኣዉቶብስ መኪና ምቅራብ ፣ ዓይነት መኪና ኣዉቶብስ በዝሒ እትሕዞ ሰብ 60 ወናብር ዘለዋ ፣ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ከቅርብ ዝክእል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክሳብ 30/11/2013ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ንሰራሕተኛታቱን ተሃነፅቲ ሕግን ናብ ቤት ፍርድን ካልኦት ኣጎልግሎትን ሰርቪስ ዝህባ 2ተ መካይን ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ መኪና እዞም ቀፂሎም ዝስዕቡ ረቃሕታት ኣማልኢኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
የኢ.ፌ.ዲ.ሪ አየር ሃይል ለሰሜን አየር ምድብ ጠቅላይ መምርያ በ2013 በጀት ዓመት ለምድቡ ኣባላት የሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጡ ደረጀውን የጠበቀ ሶስት /04/ ባለ 12 ወንበር ደረጃ ኣንድ ሚኒባስ፡ ኣንድ /01/ ባለ 45 ወንበር ኣዉቶብስ እና ሁለት/2/ ባለ 61 ባለ 61 ወንበር ኣውቶብስ በጨረታ ኣወዳድሮ ለኣንድ ኣመት በኮንትራት ለመከራየት ይፈልጋል፡፡ ስለሆነም በጨረታው መወዳደር የምትፈልጉ የዘመኑ ግብር የከፈላቹሁ እና በዘርፉ ላይ የተሰማራችሁ ባለንብረቶች ከዚህ በታች ሰንጠረዥ በተገለፀዉ መሰረት መጫረት የምትችሉ መሆኑን እንገልፃለን፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 29, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ንዘለዉና ኣትሌት ሰርቪስ እትህብ ኣብ ከባቢ ዓዲግራት ክሳድ ዓረቓ ማእኸል ቦታኦም ኮይኑ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ኣብ ዝግበር እዉን ንምንቅስቀስ ዘጣቃለለ ስራሕ እትፍፅም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 25, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ መኪና መለዋወጢ ፣ ህንፃ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፣ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ፣ ማይ ቦጥ ዝተሓከመ ማይ ረሳሕ ፈሳሲ ፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒን ፣ መቐለ ዙርያ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ክራይ ፣ ሓለወ /ኣዉትሶርስን/ /ጋራዥ / ደረቕ ፅንፀይቲ መካይን ፅገና ናይ ሓደጋ ምኽልኻል ሲሊንደር ምምላእ / ደረቅ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቅራብ ፣ ስጋ እንቃቅሖ ኣትክልትን ፣ ዉፅኢት ባልትና ፣ ሓላዋ ጋራዥ መካይን ፅገና ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትንፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንመኪና ክራይስራሕቲ ሓለዋ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ክራይ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ