ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዘካይዶ ህንፀት መንገድን ፅገናን መንገዲን አገልግሎት ዝዉዕሉ ማሽናት ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካራይን ከምእዉን ዘይጥቀመሉ ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ማተሪያላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ቆዋሚ ንብረትኩም ጠረጰዛ : ወናብር : ካዝና : ሸልፊ ካልኣትን ከብፅሕ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
በኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ አገልግሎት ትግራይ ክልል ኤሌክትሪክ አገልግሎት ፅ/ቤት ሪጁኑ ለሚያከናውናቸው የመልሶ ግንባታ ሥራዎች ሱፐርቪዠን ትራንስፖርት የሚያገለግሉ ከ2008 ዓ/ም ወዲህ የተመረቱ ደብል ጋቢና ፒክ ተሽከርካሪዎች በመቐለ እና በገጠራማ ቦታዎች ለመስራት ፈቃደኛ የሆኑ በጨረታ አወዳድሮ መከራየት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 29, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
መቐለ ቤት ህንፀት ንሰራሕተኛታትን ንሕጊ ተሃነፅቲን ን2016 ዓም በዓል 45 ሰብ ትሕዝ ኣዉቶብስ መኪና ሰርቪስ ንምሃብ ምስ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
መቐለ ቤት ህንፀት ንሰራሕተኛታትን ንሕጊ ተሃነፅቲን ን2016 ዓም በዓል 45 ሰብ ትሕዝ ኣዉቶብስ መኪና ሰርቪስ ንምሃብ ምስ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
አብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ኦፊስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክልተ ከብራ መኪና ንቤት ፅሕፈትና ሰርቪስ ዝኮነት ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክራይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ከይዲ ስራሕ ቤ/ፅ/ኣ/ም/ም/ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ዝኮነ ናይ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ