ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንትካልና ወሽጥን ደገን ዝርከቡ ኣትክልትን ሳዕርታትን መስተዪ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግልት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ካብዚ ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዎ ክዕድግ ስለዝድለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመኪና ክራይ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መካይን ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመትን :ናይ መኪና ሰርቪስ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንመኪና ክራይ
ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ክልተ ኪሊሜትሮ ፀፀር መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜትር ኬቢ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ(ቦቲ) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ እዚ ዝተዋፈርኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
World Vision Ethiopia is looking for a potential of heavy vehicle transportation service provider ( with 200, 300 and 400 quintal ) to enter into LTA as per the detail on the RFPዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 05:59 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይናይ ትራንዚት ግልጋሎት
ቢሮ ባህልንቱሪዝምን ትግራይ ሎሚ ዘበ ን ንዝብዓል በዓል ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል መጎዓዚ ዝከዉን 60 (ሱሳ) ሰብ ትሕዝ ኣዉቶብስ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ቢሮ ባህልንቱሪዝምን ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝብዓል በዓል ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል መጎዓዚ ዝከዉን 4 ሃይሩፍ መካይን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎዋ መካይን ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ