ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 22, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትመኪና ክራይ
ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 30, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
... ጋ ዝተፈላለዩ ዓይነት ማሽነሪ ተሽከርከርትን ተካሪዩ ኣብ ዝተፈላለየ ፕሮጀክትታት አዋፊሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይተገለፀን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኣብ ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ግቢ ዙርያ ዝርከብ ሳዕሪን ተኽልታትን ማይ ብቦቲ ብምቕራብ ከስቲ ዝኽእል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን2017 ዓም ንናይ ከተማና ሓምለዎት ቦታት ኣስፓልት ማእከል ዘለዉ ተክልታትን ካልአትን ማይ ካብ ዘለዎ ቦታ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ክሳብ ወርሒ ሰነ ተክልታት ከሰቲ ምስዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዘሎ ዝኮነ ይኩን ዘይሕጋዊ ንዝተወረሰ ንብረት ንምፅዓን ንምምልላስን እትከውን መሃንድራ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ አገልግሎት ኪራይ መኪና : ሎት ክልተ ዓመታዊ ሕትመት ባነር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይ
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዝውዕል ናይ ማይ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት